Home Mezmur Watch New Eritrean Orthodox Mezmur Ngsti zearyam"ንግስቲ ዘኣርያም" 2018

Watch New Eritrean Orthodox Mezmur Ngsti zearyam"ንግስቲ ዘኣርያም" 2018

0
28

Watch New Eritrean Orthodox Mezmur Ngsti zearyam"ንግስቲ ዘኣርያም" 2018 on WongelTube Ethiopian Orthodox Tewahido Website

ዕዮ ዓየይቱ ከንቱ ከይከውን ኦርጂናል ሲዲ ዓዲግና ክንጥቀም ብስም እግዚአብሔር ንምሕጸን!!!

ሕጋዊያን ኣከፋፈልቲ
+251943629898 ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ
+32466483613 ዲ.ሚካኤል ወልደማርያም (ወዲ ማርዮ) ቤልጂዩም
+4745504259 ኪዳነ እስቲፋኖስ ኖርወይ
+447903748028 ሮዛ ገብረመድህን ዓዲ እንግሊዝ

ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ ትጽቢትካ ከንቱ ኣይክኸዉንን ኢዩሞ ልብካ ኩሉ መዓልቲ ፍርሓት እግዚአብሔር ይሃልዎ እምበር ብሓጢኣተኛታት ኣይትቕናእ ።
(ምሳሌ 23፣17-18 )
አዳዲስ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙሮች እና ስብከቶችን ይመልከቱ:: ለጉዋደኞችዎም በማካፈል ሃይማኖትዎን ያስፋፉ: ያጠንክሩ: ወንጌልቲዩብ የተዋህዶ መዝሙር ድረ-ገጽ



Watch Latest Ethiopian Orthodox Mezmure and Sibket Videos – Share this video with your friends to spread the word of God and strength Ethiopian Orthodox Tewahido.
Like WongelTube on Facebook. Don’t Miss the new Mezmur.

Add Your Comment

comments


Comment(28)

  1. እልልልልልልል
    ልልልልልል
    ልልልልልልል
    ልልልልልልል
    ልልልልልልል
    ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ
    እዚ መዝሙር እዚ
    ንተሃድሶን ንመናፍቃን ኣፎም ዝዓጹ ናይብሓቂ
    እመ ብርሃን ትሓልኹም ደቂ እመ ብርሃን

  2. ኣነ ግና ብምሕረትካ እውከል ኣሎኹ፣ ልበይ ብምድሓንካ ይሕጐስ ኣሎ።
    እግዚኣብሄር ሰናይ ገይሩለይ እዩ እሞ፣ ምስጋናኡ ኽዝምር እየ።

  3. ኣሜን(3) ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና።

    ናይ ብሓቂ ንግሥቲ ዘኣርያም እመ ብርሃን ድንግል ማርያም።

    ((ንግሥቲ መንግስተ ሰማይ መፍትሕ ገነት))።
    ((ንስኪ ኢኺ ናትና ዋህስ መሣልል ሂወት))።

  4. እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  5. በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን

    ንግስቲ ዘኣርያም

    ንግሰቲ ዘኣርያም እመ ብርሃን ድንግል ማርያም ትደሃየና'ላ ክንእከብ ኣብ ቀጽራ
    ሃየ ንቀዳደም ንበረኸት ፍቅራ

    ማዕበል ክፍኣት ዓለም እናተጋማደሐ
    ጭራሽ ከስጥመና ሕሰሙ እንተበዝሐ
    ድኽምቲ ነፍስና ግድል ከየጥልቃ
    መርሕቅ ጸሎት ፍቅራ ዝርጉሕ'ዩ ንደቃ
    መርከብ ማልዶታ ኣንፈትና ቀላሲ
    ሰላም'ዩ ጉዕዞና የብልናን መላሲ

    ብጻውዒት ኣደ ንፍቁር ህጻና
    ወደይ ጋለይ ትብል ዕንቅፍ እንተበልና
    ህያብ ቀራንዮ ብዘይንገር ዋጋ
    ትዕድልቲ ቅዱሳን ረኺብና ብጸጋ
    ካብ ኩሉ ዝሕረ ጥዑም'ዩ ደሃያ
    ሎሚ ንስምዓዮ ጽባሕ ከይነጉህያ

    ብርሃና ስኢኑ እግሪ ከየንደልህጽ
    ኣብዚ ኩፉእ ዘመን እምነትና ከይሃጽጽ
    ወርሒ እንድያ ጸሓይ ኣደ ኩቡር ጎይታ
    ጸልማት ኣይቀርቦን'ዩ ንድምቀት ማእቶታ
    ሓንጎፋይ ንበሎ ንድምጺ ኣደነታ
    ብቅዱሳን ኣበው ምስኩር'ዩ ጸሎታ

    ክንኣቱ ክንወፍር ሰናይና ተመንያ
    ስልጣን ጸላኢና ካብ ርሑቅ ኣለልያ
    ቅድሜና ትሓልፍ ከይረኽበና መንቂ
    ማርያም ኣደ ጎይታ መራሒት ንጽድቂ
    ትጽውዕ እያ ዘላ ንሰምዓ እንተለና
    ንዑ ንቀበላ ኣእዳውና ዘርጊሕና

    ስብሃት ለእግዚኣቢሄር ወለመላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Send this to a friend